ሰሎሞን ግርማይ ተክለሃይማኖት

  • ትውልዲ ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ዕለተ‐ልደት: 1979
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 01/06/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ወጀራት

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ተጋዳላይ ሰሎሞን ብ1979 ካብ አዲኡ ሳሙኤል በርዎ ካብ ኣቡኡ ግርማይ ተክለሃይማኖት ኣብ መኾኒ ራያ ዓዘቦ ተወሊዱ ልክዕ ፋሽሽት ኣብይ ኣንፃር ህዝቢ ትግራይ ምጥፋእ ምስጀመረ ንዓደይ ኣየድፍርን ኢሉ ብዕለት 20 ታሕሳስ 2013 ናብ በረኻ ወፂኡ ድሕሪ ሓደ ዓመት አብ 35 ዓመቱ ንሃገሩ ተሰዊኡ። ክብርን መጎስን ንጀጋኑና!!!